ጉዱስ ትግራዋይ ኣይተ ኣንገሶም ሃይለ ን200 ተምሃሮ ንነፍስወከፎም ሓደ ሓደ ደርዘን ደፍተር ለጊሶም።

26 ነሓሰ 2015 ዓ.ም

ጉዱስ ትግራዋይ ወናኒ ፋብሪካ ምስማርን ቆሮቆሮን ማና ዝኾኑ ኣይተ ኣንገሶም ሃይለ ኣብ ክፍለ ከተማ ቀዳማይ ወያነ ጣብያ ሃርያ ንዝርከቡን ኣበርክቶ ትሑት መንብሮ ዝርከቡን 200 ተምሃሮ ንነብሲወከፎም ሓደ ሓደ ደርዘን ደፍተርን ሓደ ሓደ ቢሮን ሓገዝ ገይሮም።

ኣይተ ኣንገሶም ሃይለ ንቲ ሓገዝ ምስለገሱ ዓቕሚ ዘለዎ ክፋል ሕብረተሰብ ዝኸኣሎ ብምክፋል ንቁጠባዊ ፀገምና ኣብ ሞቅላል እጃሞም ከበርክቱ ድማ ፀዊዖም።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *