ጉዱሳት ተወለድቲ ክልተ ኣውለዓሎ ዋጋ 1.4 ሚልዮን ብር ዝተፈላለዩ ናውቲ ትምህርቲ ሓጊዞም።

05-13-2015 ዓ.ም

ጉዱሳት ኣባላት እድር ክልተ ኣውልዓሎ ተቐማጦ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ምስ ድያስፖራ ተወለድቲ ክልተ ኣውለዓሎን ካልኦት ጉዱሳት ወገናት ብምትሕብባር ብ1.4 ሚልዮን ብር ንዝዓደግዎ ናውቲ ትምህርቲ ኣብ 6 ወረዳታት ንዝርከቡ ተምሃሮ ብሓገዝ ኣበርኪቶም።

እዚ ሓገዝ እዚ ኣብ ውሽጢ ሓደ ዓመት ንኻልኣይ እዋን ዝወሃብ ዘሎ ከምዝኾነን ንቐፃሊ’ውን ተመሳሳሊ ሓገዝ ተጠናኺሩ ከምዝቕፅልን ንቲ ሓገዝ ተወኪሎም ዘረከቡ ኣባል እተን እድራት ገሊፆም።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *