ዩኒቨርስቲ ዓዲግራት ተምሃሮ 12 ክፍሊ ኣብ ምቕባል ይርከብ።

28 ሓምለ 2015 ዓ.ም

ዩኒቨርስቲ ዓዲግራት ካብ መላእ ዞባ ምብራቅን 10 ወረዳታት ማእከላይ ዞባን ናይ ቲቶርያል ድጋፍ ንክግበረሎም ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ዝመደቦም ልዕሊ 2300 ተምሃሮ 12 ክፍሊ ሎምዓንቲ ሓምለ 28/2015 ዓ/ም ኣብ ምቕባል ይርከብ።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *