ዩኒቨርስቲ ራያ ልዕሊ 700 ሽሕ ብር ንተመዛበልቲ ወገናት ንመውዓሊ ኣውደኣመት ብሓገዝ ኣከፋፊሉ።

03 ጳጉሜን 2015 ዓ/ም

  

ራያ ዩኒቨርስቲ ኣብ ከተማታት ማይጨው፣ መኾኒን ጨርጨርን ንዝርከቡ ተመዛበልቲ

ንሓዱሽ ዓመት መውዓሊ 775 ሽሕ ቅርሺ ትማሊ ብሓገዝ ከምዝሃበ ኣብ ዕላዊ ገፅ እቲ ዩኒቨርስቲ

ዝተዘርገሐ ፅሑፍ የመልከት።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *