ዩኒቨርስቲ ራያን ራያ ቢራን ተላፊኖም ንተመዛበልቲ ወገናት እንግዶት ምሳሕ ገይሮም።

01 /01 / 2016 ዓ/ም

ዩኒቨርስቲ ራያ ልዕሊ 120,000 ብር ወፃኢ ብምግባር ምስ ራያ ቢራን ካልኦት ግዱሳት ወገናትን ተወሰኺ ሐገዝ ንዝረኸቦ ወሲኹ ኣብ ከተማ ማይጨው ንዝርከቡ ተመዛበልቲ ወገናት እንግዶት ምሳሕ ገይሩ።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *