“ዓምዲ ኩለ መዳይ ህላወና ንዝኾነ መንእሰይ ትግራይ ዘዐዉኑ ናውትን ኣብዚ መስርሕ ኣብ ልዕሊ ዝነጥፍ ኣካላትን ልዑል ኣቓልቦ ሂበ ክሰርሕ’የ።” – ፖሊስ ከተማ ኣኽሱም።

ፖሊስ ከተማ ኣኽሱም ኣብ ዕላዊ ገፁ ኣብ ዝዘርገሖ ፅሑፍ ከምዝሓበሮ ዓምዲ ኩለ መዳይ ህላወና ንዝኾነ መንእሰይ ትግራይ ዘዐዉኑ ናውትን ኣብዚ መስርሕ ኣብ ልዕሊ ዝነጥፍ ኣካላትን ልዑል ኣቓልቦ ሂበ ሕጋዊ ስጉምቲ ከምዝወስድ ኣፍሊጡ።

ኣብ ከተማ ኣኽሱም ኣብ ዘካየዶ ተፍትሽ ኣብ ትሕቲ ቑፅፅር ፓሊስ ዝወዓሉ ብርክት ዝበሉ መጥቀሚ ሽሻን ካልኦት መዐወኒ ናውትን ሎሚ ከምዘቃፀሎ ፓሊስ ወሲኹ ሓቢሩ።

See insights and ads

All reactions:

2626

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *