ከይዲ ምጅማር ምምሃር ምስትምሃር ዩኒቨርስቲ ኣኽሱም ዘብስር መድረኽ ይሳልጥ ኣሎ።

4 ነሓሰ 2015 ዓ.ም

ዪኒቨርስቲ ኣኽሱም ብዕለት 2ን 3ተን ነሓሰ 2015 ዓ/ም ንዝተቀበሎም ተመሃሮ ከይዲ ምጅማር ትምህርቲ ኣመልኪቱ ዕላዊ ንምግባር መምህራን ማሕበረሰብ እቲ ዪኒቨረስቲን ፣ መራሕቲ ሃይማኖትን ዓበይቲ ዓዲ ከተማ ኣኽሱም ኣብ ዝተረኸብሉ መድረኽ የካይድ ኣሎ።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *