ኣገልግሎት ምዘና ትምህርትን ፈተናታትን ፌደራል ኣብ ትግራይ 12 ክፍሊ ካብ መስከረም 29 -ጥቅምቲ 02/2016 ከምዝወሃብ ኣፍሊጡ።

ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ እዉን ፈተና 12 ክፍሊ ኣብ ትግራይ ካብ መወዳእታ መስከረም ክሳብ መጀመርታ ጥቅምቲ 2016 ዓ/ም ኣብ ዘለዉ ኣርባዕተ መዕልታት ከም ዝካየድ ንድምፂ ወያነ ኣብ ዝሃቦ ሓበሬታ ኣረጋጊፁ ኣሎ።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *