ኣትሌት ለተሰንበት ግደይ ኣብ 5 ሺሕ ሜትሮ ናይ ዓለም 4ይ ቅልጡፍ ሰዓት ኣመዝጊባ።

28 ነሓሰ 2015 ዓ.ም

ኣትሌት ለተሰንበት ግደይ ኣብ በርሊን ኮንቲነንታል ቱር ዝተኻየደ ውድድር ጉያ 5 ሺሕ ሜትሮ ሪከርድ ክተሰብር ኣይትኽኣል እምበር÷ 14 ደቒቕን 08 ሰከንድን ብምእታው ኢያ 4ይ ቅልጡፍ ሰዓት ክተመዝግብ ክኢላ።

ኣብ ውድድር ጉያ ደቂ ኣንስትዮ 5 ሺሕ ሜትሮ ሓሙሽተ ቅልጡፋት ሰዓታት ዝተመዝገቡ እንትኾኑ እቶም ሰለስተ ብኣትሌት ለተሰንበት ጊደይ ዝተመዘገቡ ኢዮም።

104.4 ሬድዮ ኤፍ ኤም መቐለ

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *