ኣትሌት ለተሰንበት ጊደይ ምስ በዓል ገዝኣ ብሓባር ብምዃን ሳልስቲ መርዕኣ ኣብ 70 ካሬ ንዘዕቆቡ ተመዛበልቲ ወገናትና እንግዶት ምሳሕ ብምክያድ ኣኽቢራ።

ኣብ ዝሓለፈ ሰንበት ስነ ስርዓት መርዕኣ ዝፈፀመት ኣትሌት ለተሰንበት ጊደይ ምስ በዓል ገዝኣ ስነ ስርዓት ሳልስቲ መርዕኣ ንልዕሊ 200 ተመዛበልቲ ወገናትና እንግዶት ምሳሕ ብምግባር ሎምዓንቲ ምሰኦም ከምዘሕለፈቶ ኣትሌቲክስ ትግራይ ገሊፁ።

All reactions:

139139

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *