ኣብ ገለ ከባቢታት ክልል ዓፋር ዕስለ ኣምበጣ ይረኣይ ስለ ዘሎ ንክልል ዓፋር መዋስንቲ ኣብ ዝኮና ወረዳታት ልዑል ጥንቃቐ ክገብራ ከም ዘለወን ምምሕዳር ዞባ ምብራቕ ትግራይ ኣፍሊጡ ኣሎ ::

18 ነሓሰ 2015 ዓ.ም

ምክትል ዋና ኣመሓዳሪ ዞባ ምብራቕ ትግራይ ኣይተ ገብረ ካሕሳይ

ከም ዝሓበርዎ ዕስለ ኣምበጣ ኣብ ዓፋር ከባቢታት ኮነባን በልበልን ተራእዩ ስለ ዘሎ ናብ ጎረባብቲ ወረዳታት እዚ ዞባ ከይነፍር ክትትልን ተፍትሽን የድሊ ክብሉ ኣረዲኦም ::

# DW

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *