“ኣብ ዝሓፀረ እዋን ካብ ሰራዊት ዘይተሰናበቱ መምህራን ናብ ስሩዕ ስረሖም ክምለሱ’ዮም።”- ቢሮ ትሞህርቲ ክልል ትግራይ።

01 ጳጉሜን 2015 ዓ/ም

ቢሮ ትሞህርቲ ክልል ትግራይ ኣብ 2016 ዓ/ም ስሩዕ ትምህርቲ ንምጅማር ኣብ ሓፂር ጊዜ ኣብ ሰራዊት ዘለዉ መምህራን ናይ ምምላስ ስራሕ ከምዝሰርሕ ኣብ ዕላዊ ፌስቡክ ገፁ ኣብ ዝዘርግሖ ፅሑፍ ኣፍሊጡ።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *