ኣብ ከተማ መቐለ ዝተገበረ ኣቀባብላ ኤጲስ ቆጰሳት!!!

24 ሓምለ 2015 ዓ.ም

( 14.4 ሬድዮ ኤፍ ኤም መቐለ ) ኣብ ከተማ መቐለ ኣቀባብላ ኤጲስ ቆጰሳት መንበረሰላማ ከሳቴ ብርሃን ላዕለዋይ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስትያን ትግራይ ይሳለጥ ኣሎ።

ኣብ ከተማ መቐለ ስነ ስርዓት ኣቀባብላ ኤጲስ ቆጰሳት መንበረ ሰላማ ከሳቴ ብርሃን ላዕለዋይ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስትያን ትግራይ ይሳለጥ ኣሎ።

ኣመንትን ነበርትን ከተማ መቐለ ነበርቲ ነቲ ስነስርዓት ኣማዕሪጎሞ ዝሳለጥ ዘሎ እቲ ስነስርዓት ኣቀባብላ ብፁኣት ኣቦታት ብዝተፈላለዩ መዘምራትን ካህናትን ብውዳሴን መዝሙራትን ደሚቁ ኣብ ምስላጥ ይርከብ።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *