ኣብ ከተማ መቐለ መንደር ሚዘር 70 ካሬን ከባቢኡን ብልዕሊ 1.1 ቢልዮን ብር ዝርግሐ መስመር ማይ ከምዝሳለጥ ተገሊፁ።

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይ ከተማ መቐለ ብልዕሊ 1.1 ቢልዮን ብር ኣብ መንደር ሚዘር 70 ካሬን ከባቢኡን ዘሎ መሰረታዊ ፀገም ማይ ንምፍታሕ ዘኽእሎ ምስ ቤት መዘጋጃ ከተማ መቐለ ውዕሊ ከቲሙ።

ህንፀት እዚ ፕሮጀክት ኣብ ዉሽጢ ሓደ ዓመት ንምዝዛም መደብ ከም ዝተትሓዘን እዚ ስራሕቱ ተዛዚሙ ኣገልግሎት ምሃብ ምስጀመረ ኣብ መንደር ሚዘርን ከባቢኡን ንዘሎ መረረት ህዝቢ ከምዝፈትሕ ተሓቢሩ’ሎ።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *