ኣብ ትግራይ ኣጋጢሙ ዘሎ ኣዝዩ ከቢድ ሓደጋ ጥሜት ልዑል ትኹረት ተዋሂብዎ ዘይተሓለለ ፃዕሪ ኽግበር ጥምረት ሰብ ሞያ ጥዕና ትግራይ ፀዊዑ።

ጥምረት ሰብ ሞያ ጥዕና ትግራይ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ ኣብ ትግራይ ሓደጋ ጥምየት ካብዚ ሐዚ ዘጋጠመ ዝኸፍአ ጉድኣት ከየስዐበ ከሎ ንምግታእ ልዑል ትኹረት ተዋሂብዎ ዘይተሓለለ ፃዕሪ ኽካየድ ከምዘለዎ ድሕሪ ምግላፅ ማሕበረሰብ ዓለም ንቲ ኣብ ባይታ ዘሎ ሓቂ ተረዲኡ ዝከኣሎ ንኽገብር ፃውዒት ኣቕሪቡ።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *