ኣብ ሃገረ ነርወይ ዝቕመጡ ደለይቲ ፍትሒ ኤርትራውያን ኣብ ከቢድ ፀገም ንዝወደቑ ተመዛበልቲ ህዝብታት ጉሎመኸዳን ኢሮብን 800 ሽሕ ብር ብሓገዝ ለጊሶም።

እቶም ጉዱሳት ደለይቲ ፍትሒ ኤርትራውያን ዝለኣኽዎ 800 ሽሕ ብር ኣብ ከተማ ዓዲግራትን ፋፅን ተዓቑቦም ንዝርከቡ 320 ተመዛበልቲ ጉሎመኸዳን ኢሮብን ተኸፋፊሉ።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *