ኣባላት ዘፈር ማሕበር መፍረይቲ ማሽነሪ ኢንዱስትሪ ትግራይ ሓድሽ ምስ ዝወፀ መስርሕን ፖሊስን ልምዓት ባንኪ ኢትዮጵያን ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያን ዘትዮም።

ትግራይ ናብ ኢንዱስትሪ ኣብ እትገብሮ ስግግር ንዘሎ ሕፅረት ፋይናንስን ደንገርገርን ንምልላይን ንምፍታሕን ኣሰራርሓን መምርሕታትን ባንኪ ንምፍላጥ ዝዓለመ ዘተ’ዩ ተሳሊጡ ዘሎ ከም ፀብፃብ ድወት።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *