ንስራሕቲ ፅገና መዕርፎ ነፈርቲ ሃፀይ ዮውሃንስ ራብዓይ ኣኽሱም “ንኡድ ኮንስትራክሽን” ዝተብሃለ ትካል ከምዝሰዓረ መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።

መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ዕላዊ ኣብ ዝገበሮ ዜና ከምዝሓበሮ ሓፈሻዊ ስራሕቲ ፅገና መዕርፎ ነፈርቲ ሃፀይ ዬሃንስ ራብዓይ ኣኽሱም ዘካይድ ትካል ንምሕራይ ከካይዶ ዝፀንሐ መስርሕ ጨረታ ንኡድ ኮንስትራክሽን ዝተበሃለ ትካል ከም ዝተዓወተ ኣብሪሁ ።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *