ትማሊ ቐዳም ኣብ ሃገረ ብራዚል ኣማዞን ኣብ ከቢድ ኵነታት ኣየር ትበርር ዝነበረት ሓንቲ ነፋሪት ምሕምሻሻ ስዒቡ ህይወት 14 ሰባት ሓሊፉ።

ዜና 06 01 2016 ዓ/ም

እታ ትማሊ ቐዳም ኣብ ሃገረ ብራዚል ካብ ማናውስ ናብ ባርሴሎስ ትጓዓዝ ዝነበረት ነፋሪት ብሰንኪ ከቢድ ኩነታት ኣየር ካብቲ ብመደብ ዝሓዘቶ ጉዕዞ ቡዙሕ ከሰጉማ ብዘይምኽኣሉ ሃንደበት ክትዓለብ ክትብል እዩ ሓደጋ ምሕምሻሽ ኣጋጢምዋ።

ብሰንኪ እዚ ሓደጋ ምሕምሻሽ ኣብታ ነፋሪት 12 ተሳፈርትን ክልተ ሰራሕተኛታት እታ ነፋራት ኵሎም በቲ ሓደጋ ከም ዝሞቱን ቢቢሲ ፀብ ፂቡ’ሎ።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *