ተመራመርቲ ስነ ታሪኽ ሃገረ ጀርመን ብሰንኪ ኣብ ክልልና ዝተኻየደ ቁሉዕ ወራር ኣቋሪፆሞ ንዝፀንሑ መስርሕ ምርምር ታሪኻዊ ቦታ ይሓ ዳግም ከምዝጀመርዎ ኢምባሲ ጀርመን ኣብ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።

ኤምባሲ ጀርመን ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዕላዊ ገፁ ኣብ ዝዘርገሖ ሓበሬታ ከምዝገለፆ ቅድም ክብል በቲ ጉጅለ ምርምር ክካየዱ ንዝፀንሑ ምርምር ከምዝጀመረን እቲ ናይ ሓዲጊ ቦታ ጉድኣት ከይበፅሖ ህዝቢ እቲ ከባቢ ዓቂብዎ ከምዝፀንሐን ኣፍሊጡ።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *