ብጉዱሱን ሃርኳትን ሓርበኛ ልምዓት ነፍስሄር ኣርኣያ ዘሪሁን ፃዕርን ተበግሶን መሪሕነት ማልት ኣሃዱ ኢሉ ዝፈለመ ፉሉይ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቃላሚኖ መበል ርብዒ ዘበን ልደቱ ክኽበር’ዩ።

ሓርበኛ ልምዓት ነፍስሄር ኣርኣያ ዘሪሁን ኣብ መሪሕነት ማሕበር ልምዓት ትግራይ ኣብ ዝነበረሉ እዋን ፤ ማልት ካብ ሞንጎ ዘተኣታተወቶም ዓበይቲ ስራሕቲ ትካላት ልምዓት

ኣብ ኣይናለም ኣብ ዝተደኮነ ህንፃ ላዕለዋይ ትካል ትምህርቲ MITን ፍሉይ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቓላሚኖን ምንባሮም ዝኽርታት ትማሊ’ዮም።

ዋና ቤት ፅሕፈት ማሕበር ልምዓት ትግራይ – 25 ዓመት ንዘቑፀረ ፍሉይ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቀላሚኖ ኢዮቤልዩ በዓል ልደቱ ካብ 26 ሕዳር ጀሚሩ ክሳብ 30 ሕዳር 2016 ዓ.ም . ከምዝካየድ ኣፍሊጡ’ሎ።

ርሑስ ቅንያት በዓለ ልደት ንፉሉይ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቀላሚኖ!

# 104.4 ሬድዮ FM መቐለ።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *