“ብሰንኪ ኣብ ትግራይ ዝተፈነወ ቁሉዕ ወራር ትግራይ 76 ኣትሌታት ህይወቶም ስኢኖም’ዮም።” ፌደሬሽን ኣትሌቲክስ የትግራይ።

ብሰንኪ ኣብ ትግራይ ዝተፈነወ ቁሉዕ ወራር ትግራይ 76 ኣትሌታት ክልተ ዳያኑ እቲ ዘፈር 2 ኣሰልጠንቲ ኣትሌታት ህይወቶም ከምዝሰኣኑ ፕረዚዳንት ፌደሬሽን ኣትሌቲክስ የትግራይ ኣይተ ኪዳነ ተኽለሃይማኖት ኣፍሊጦም።

እቶም ፕረዚዳንት ንፌደሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ኣብ ዘቕረብዎ ፀብፃብ ከምዝሓበርዎ ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ ልዕሊ ዝርከባ 6 ክለባት ማእኸላት መሰልጠንን ኣብ ፕሮጀክት ኣትሌቲክስ ወረዳታት ትግራይ ከቢድ ዕንወት ከምዝበፅሐ ድሕሪ ምግላፅ ልዕሊ 43 ሚልዮን ዝግመት ንብረት ከምዝዓነወ ወሲኾም ገሊፆም።

ስእሊ ካብ ማሕበራዊ ሚድያ።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *