“ብሰንኪ ቁሉዕ ወራር ዝዓነዋ ፋብሪካታት ትግራይ ዳግም ናብ ስራሕ ንክኣትዋ ፃዕሪ ይግበር ኣሎ” – ቤት ምኽሪ ንግድን ዘፈር ማሕበራትን ትግራይ ።

መንግስታዊ ኣካላትን ማሕበረሰብ ንግድን ኣብ ኢንዳስትሪ ጨርቃ ጨርቅን ኣልባሳትን ትግራይ ዘድሃበ መድረኽ ምኽክር ኣብ ዝካየደሉ ዘሎ ፕረዚደንት ቤት ምኽሪ ንግድን ዘፈር ማሕበራትን ትግራይ መ/ር ኣሰፋ ገብረስላሴ ከም ዝገለፅዎ ብሰንኪ ቁሉዕ ወራር ዕንወት ዝበፅሖም ፋብሪካታት ጨርቃ ጨርቂ ንዘለዎ ኣበርክቶ ሰፊሕ ዕድል ስራሕ ኣብ ግምት ብምእታው እዚ ዓውደ እንዳስትሪ ናብ ስራሕ ንምእታው ይስራሕ ከምዘሎ ኣረዲኦም ከም ፀብፃብ ኤመሓት።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *