ቤት መዘጋጃ ከተማ መቐለ አብ ዙሪያ ሐድሽ መምርሒ መሸጣን ዝውውርን መሬት ደንብን መስርሕ ኣተገባብርኡን ኣመልኪቱ ምስ ሰራሕተኛታት መሓውሩ ኣብ ከተማ ውቕሮ ይዝቲ’ሎ።

ኣፍቲ ዝወፀ ሓድሽ መምርሒ መሸጣን መስርሕ ምዝውዋር መሬትን ኣመልኪቱ ንዝወፀ ቁፅሪ 3/ 2016 አመልኪቱ ዛጊድ ኣብ ዘሎ አፈፃፅማ ሐላፍ ዘላፋትን አብ ከይዲ ንዘጋጥሙ ማሕለኻታት አፈፃፅማ መሬት ንምቅራፍ ይዝተየሉ ከምዘሎ ጋዜጠኛ ሹመይ ረብሶ ፀብፂቡ።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *