“ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ኣብ 2010 ዓ.ም. ዝወፀ ቀያዲ መምርሒ ኣብ ተግባር ክውዕል ገሊፁ ፡፡

28 ነሓሰ 2015 ዓ.ም

“ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ኣብ 2010 ዓ.ም. ወርሒ ጥቅምቲ ዝፀደቐ መምርሒ ኣዋህባ ስርዓተ ግልጋሎትን ፅሬትን ውልቀ ኣብያተ ትምህርቲ ሎሚ’ውን ቀያዲ መምርሒ ኮይኑ ኽቕፅል’ዩ።” – ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ።

ሙሉእ ትሕዝቶ እቲ ዝነበረን ዝቕፅልን ቀያዲ መምርሒ ኩሉ ንኽፈልጦ ንቲ ሰነድ ከምዘለዎ ዘርጊሕናዮ’ለና።

104.4 ሬድዮ FM መቐለ።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *