ሰብኣዊ ሓገዝ ለገስቲ ትካላት ኣብ ከቢድ ሓደጋ ጥሜት ንዝወደቐ ህዝቢ ትግራይ ህፁፅ ሰብኣዊ ሓገዝ ክገብራ ውድብ ዓረና ትግራይ ንዲሞክራሲን ሉኣላውነትን ፀዊዑ።

ኣቦ ወንበር እቲ ወድብ ኣይተ ዓምዶም ገ/ስላሴ ንጋዜጠኛታት ሎሚ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ ከምዝሓበሮዎ ኣብ ስርዓተ ምልመላን ምዝገባን ተሓገዝቲ ንዘለው ሕመቓት ብምእላይ ኣብ ትሕቲ ወረርቲ ሓይልታት ንዝርከብ ህዝቢ ዘካተተ ትንፋስ ህዝቢ ኣብ ምውሓስ ክነጥፉ ሓቲቶም።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *