ርእሰ ዛዕባ ”ሓድግታትናን ሎምን”

08 ነሓሰ 2015 ዓ.ም

ዓለም ለኻዊ ሳይትስት ፕሮፌስር ዘርአሰናይ ኣለምሰገድ ብፍሉይ ቴሌዥቭን ትግራይ ኣብ ዘዳለዎ መድረኽ ኣሸንዳ ተረኺቡ ”ሓድግታትናን ሎምን” ብዝብል ዛዕባ መሰረት ገይሩ ኣብ ከተማ መቐለ ብርክት ዝበሉ ላዕለዎት ኣመራርሓ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ሙሁራት፣መራሕቲ ሃይማኖት ተሳተፍቲ ኣብ ዝተረኸብሉ ይሳለጥ ኣሎ።

ዓለም ለኻዊ ሳይንትስት ፕሮፌሰር ዘርአሰናይ ኣለምሰገድ ካብ ዘልዓሎም ጉዳያት :-

# ሓድነትና ትማልን ሎምን

# ዓለም ለኻዊ ስርዓት ንግዲ ደቂ ትግራይ

# ባህልን ልምድን ኣስተምህሮታትናን

#ሓርነት ጅግንነትን ተጋሩ

# ምክእኣል ሃይማኖት

# ታሪኽናን ባህልናን እዋናዊ ኩነታትን

# ዲሞክራስን ፍትሕን ኣብ ትግራይ

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *