ማእኸል መሐገዚ ኣረጋውያን፣ሕሙማት፣ ኣእምሮን ህፃናትን ፍሬምናጦስ ብዘጋጠሞ ሓደጋ ባርዕ ንዝበፅሖ ዕንወት ናብ ንቡር ንምምላስ መድረኽ ምትእኽኻብ እቶት 18 ግንበት 2016 ዓ.ም. ከምዘሳልጥ ኣፍሊጡ ።

ሎሚ ኣሰናዳኢት ኮሜቴ ምትእኽኻብ እቶት ንመራኸብቲ ሓፋሽ ኣብ ዝሃበቶ ዕላዊ መግለፂ ብሓደጋ ባርዕ ሓዊ ንዝበፅሐ ኩለ መዳይ ዕንወት ናብ ንቡር ንምምላስን ብውጥን ንዝተትሓዙ ህንፃ እቲ ማእኸል ንምውጋንን ኩሉ ጉዱስ ትግራዋይ 18 ጉንቦት ኣብ ዝካየድ መድረኽ ምትእኽኻብ እቶት እጃሙ ከበርክት እታ ኣሰናዳኢት ኮሚቴ ፀዊዓ።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *