ማረት ንኸባቢ 13,000 ብኸቢድ ንዝሳቐዩ ዘለው ወገናት ኣብ ሓደ ዙር ክትግዝ ብዝሓዘቶ መደብ መሰረት ተግባራዊ ምግባር ጀሚራ።

ማሕበራዊ ረዲኤት ትግራይ ኣብ ወረዳ የጭላ ኣበርገለ፣ ጣብያ ተኽሊ ወይኒ፣ ቁሸት ተኽለ መቐርነ ንዝርከቡን ንኸቢድ ጥሜት ዝተሳጥሑን ልዕሊ 2,200 ወገናት ሕሩጭ ዘይትን ጨውን ኣከፋፊላ።

ተመሳሳሊ ሓገዝ ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል’ውን ኣፍሊጣ’ላ።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *