ማሕበር ተጋሩ ሰሜን ኣሜሪካ ኣብ ትግራይ ንዘጋጠሙ ዙርያ መለሽ ፀገማት ንመፋኾሲ ዝውዕል ልዕሊ 8 ሚልዮን ብር ብሓገዝ ለጊሳ።

ማሕበር ተጋሩ ሰሜን ኣሜሪካ ንሕክምና ሓርበኛታት ተጋደልቲ ዝዉዕል 5 ሚልዮንን 756 ሽሕን ቅርሺ ፤ ኣብ ሓደጋ ጥምየት ንዝርከቡ ወገናት ድማ ልዕሊ 2 ሚልዮንን 302 ሽሕ ቅርሺ ብድምሩ 8 ሚልዮንን 58 ሽሕን ሓገዝ ገይራ።

ማሕበር ተጋሩ ሰሜን ኣሜሪካ ኣብ ዝሓለፈ እዋን’ውን ንማሕበረ- ቁጠባዊ ፀገማት ህዝቢ ትግራይ ንምቅላል ዝዉዕል ኣስታት 12 ሚልዮን ቅርሺ ሓገዝ ምግባራ ኣዘኻኺራ ።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *