ማሕበርልምዓትትግራይ ሕርሻ ትግራይ ንምዝማንኣብ እትውግኖም ንዘላ ፕሮጀክታት ሞያዊ ደገፋት ንዝገበሩ ኣመስጊና።

ማልት ካብ ሞያዊ ድጋፍ ክሳብ መዕበይ ዓቕሚ ስልጠናታት ንኦፕሬተራት ትራክተር ብምድላው ልዑል ኣበርክቶ ንዝገበሩ ኣካላት ‘ያ ኣመስጊናን ኣፍልጦ ምስክር ሰርተፊኬትን ዓዲላ።

ማልት ልዑል ኣበርክቶ ንዝገበሩ

👉ቢሮሕርሻንሃፍቲተፈጥሮንትግራይ

👉ጂኣይዜድኢትዮጵያ

👉ኢንስቲትዩት ትራንፎርሜሽን ሕርሻትግራይ 👉ኢንስቲትዩትምርምርሕርሻትግራይን ኣፍልጦ ከምዝሃበት ኣብ ዕላዊ ገፃ ኣብ ዝዘርገሐቶ ዜና ኣፍሊጣ።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *