መንግስቲ ስዊድን ምስ ሰብ መዚ ጊዝያዊ መንግስቲ ትግራይ ይዝቲሎ።

ብኣምባሳደር ስዊድን ኣብ ኢትዮጵያ ሃንስ ሄንሪክ ሉንዱክዊስት ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ከተማ መቐለ ምስ ላዕለዎት ሰብ መዚ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ እናዘተየ ይርከብ።

ኣምባሳደር ስዊድን ሃንስ ሄኔሪክ ኣብ ትግብራ ውዕሊ ሰላም ፕሪቶርያ ፣ ኣብ ትግራይ ኣጋጢሙ ዘሎ ሓደጋ ድርቅን ጥምየትን ከምኡ እውን ሰብኣዊ ሓገዝ ኣድሂቦም ክዝትዩ ትፅቢት ይግበር።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *