መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብን ናብን ኣብ ዘጎዓዕዞም ንብረት ተሳፈርቲ እገዳ ኣንቢሩ።

መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብን ናብን ኣብ ዘጎዓዕዞም ንብረት ተሳፈርቲ እገዳ ኣንቢሩ ዘሎ መብዛሕትኡ ግዜ ሸቓጦ ዝጥቀምሉ ካብ መሸማዕን ጎማን ዝተሰርሐ ሻንጣታት ከምዝኾነ ኣፍሊጡ’ሎ።

ንዚ ንብረት ዝኣገደሉ ቀንዲ ምኽንያት ኢሉ ዘቐመጦ ድማ ኣብ ልዕሊ መዓርፎ ነፈርቲ ንብረት ንምንቅስቓስ ዘገልግላ ተደፋእቲ ዓረብያታትን ማሽናት መዓርፎ ነፈርትን ጠንቂ ምብልሻው ኮይኑ ከምዘሎ ብምግላፅ ክኽልክሎ ከምዝወሰነ ሓቢሩ።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *