መባእታዊ ሆስፒታል እንዳባጉና ልዕሊ 1.4 ሚልዮን ብር ዝዋግኦም ናውቲ ሕክምናን ኣፋውስን ብሓገዝ ረኺቡ።

እቲ ሆስፒታል ንዚ ሓገዝ ረኺቡ ዘሎ ካብ ወርልድቪዥን ጨንፈር ኣስገደ ፅምብላ ከምዝኾነ ንምፍላጥ ተኻኢሉ’ሎ።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *