ሓደጋ ድርቅን ጥምየትን ንምምካት ዝተጣየሸ ብሄራዊ ኮሚቴ ዕላዊ ስርሑ ከምዝጀመረ ኣፍሊጡ።

ህፁፅ ምላሽ ንትግራይ ኣብ ዝብል ዓብዪ ርእሲ “ ማንታ ፀላእቲ ድርቅን ጥምየትን ንመክት ⵑ

ብኢድና ዝሓዊ ወገን ሕዚ ነድሕን ⵑ “

ኣብ ትሕቲ ዝብል መሪሕ ቴማ ፕረዚደንት ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ኣብ ዝተረኸብሉ መድረኽ ብዕሊ ስርሑ ከምዝጀመረ ዕላዊ ገይሩ።

ብመሰረት እዚ ኩሉ ንዚ ጊዜ ዘይህብ ከቢድ ሓደጋ ጥሜት በብዓቕሙ ኽልግስ ዝደሊ ንዞም ዝስዕቡ ቁፅርታት ሒሳብ ባንክታት ተጠቒሙ ደገፍ ኽልግስ እቲ ኮሚቴ ፀዊዑ’ሎ።

ባንኪ ኣንበሳ 00112180095-49

ባንኪ ወጋገን 1001077411101

ባንኪ ንግዲ 1000592420809

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *