ሓይልታት ፅንተት ብወረራ ኣብ ዝሓዝዎ መሬት ትግራይ ኣብ ልዕሊ ተጋሩ ዝፍፅምዎ ዘለዎ ግፍዕታት ብምቕፃል ካብ መረበቶም ንምስጓጓ ተሓንዮም።

ሓይልታት ፅንተት ብወረራ ኣብ ዝሓዝዎ መሬት ትግራይ ብፍላይ ኣብ ደቡብ ትግራይ ኣላማጣን ከባቢኣን ካብ ትማሊ17 ሓምለ 2015 ዓ/ም ጀሚሩ ገዛንገዛ እናዞሩ ምዝፈባ ከምዘካየዱን፣ ምስመሰየ ድማ ተጋሩ መረበቶም ገዲፎም ንክወፅኡ ዝተሓሳስብ መልእኽቲ ዝሓዘ ፅሑፍ በቲኖም ከምዝሓደሩ ፍልፍላት ድምፂ ወያነ ገሊፆም።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *