ሌጋሲ መለስ ንብራኸ ትግራይ!

11 ነሓሰ 2015

13 ዓበይቲ መግለፂ ፣ክብርታትን ሌጋስን ብሉፅ መራሒ ተጋዳላይ መለስ ዜናዊ፦

~መለስ ሰብኣዊ፣ፍትሓውን ርህሩህን መራሒ፣

~መለስ ሕገ መንግስቲ መኽበርን ክኽበር ዘግበረን መራሒ፣

~መለስ ዋርድያ ሰላም ዝኾነ መራሒ፣

~መለስ ሃርበኛ ልምዓት፣

~መለስ ተምሃርን መምህርን፣

~መለስ ንዲሞክራሲ ብፅንዓት ዝተቓለሰ መራሒ፣

~መለስ ሳይንሳዊ ፍልጠት ተሞርኪሱ ናይ ምትንታን ብቕዓት ዘለዎ መራሒ፣

~መለስ ዓበይቲ ሓሳባትን ኣምራትን ናብ ነገራዊ ሓይሊ ዝቕይር መራሒ፣

~መለስ በዓል ዓብይ ራኢ መራሒ፣

~መለስ ንመትከልን ንናይ ሕጊ ልዕልና ብፅንዓት ዝተቓለሰ መራሒ፣

~መለስ ሳይንሳውን ገስገሳይ ኣተሓሳስባን ተቐቢሉ ዝትግብር መራሒ፣

~መለስ ካብ መትከሉ ፈተኽ ዘይብል ተምሳሌት ፅንዓት፣

~መለስ ዝለዓለ ውግንና ህዝቢ ዘለዎ መራሒ ዝብሉ እዮም።

ቤት ፅሕፈት ጉዳያት ኮሙዩኒኬሽን

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *