ሊቀ ጳጳስ ዞባ ደቡብ ትግራይ ናብ ምድብ ቦቶኦም እንትኣትው ድሙቕ ኣቀባብላ ተገይሩሎም።

27 ሓምለ 2015 ዓ.ም

ኣብ መንበረ ሰላማ ከሣቴብርሃን ላዕለዎይ ቤተክህነት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ትግራይ ሊቀ ጳጳስ ዞባ ደቡብ ትግራይ ኮይኖም ዝተሰሸሙ ብፁእ ኣቡነ ሊባኖስ ሎሚ 27 ሓምለ 2015 ዓ/ም ናብ ዝተመደብሉ ሃገረሰብከቶም እንተኣትው ብተኸተልቲ እቲ እምነት ዝኾኑ ነበርቲ ከተማ ማይጨው ድሙቕ ኣቀባብላ ተገይርሎም።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *