“ሃፍቲ መዓድንን ማይን ኣብ ዳግመ ህንፀት ትግራይ ዑዙዝ ግደ ከበርክቱ ይግባእ” ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ጀነራል ታደሰ ወረደ።

28 ነሓሰ 2015 ዓ.ም

ግቡእ ኣጠቓቕማ ሃፍቲ ተፈጥሮ ኣብ ምርግጋፅ ዳግመ ህንፀትን ውሑስ ዘላቒ ልምዓትን ወሳኒ እዩ ክብሉ ምክትል ፕሬዚደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ጀነራል ታደሰ ወረደ ገሊፆም።

ንዚ ዝገለፁ ሎምዓንቲ ኣብዚ ዘፈር ዘድሃበ ኣብ ዝተኻየደ መድረኽ ዘተ’ዩ።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *